
Honor This Hero
One rose and one candle per hero.
Quick Facts
OrganizationEPLF
Regionanseba
Place of DeathBadme, Eritrea
Mekonnen Fissaha Kelete
ንእስነቱ ዘይበቐቐ ምእንቲ ሓርነትን ፍትሕን ነጻነትን ብዕለት24 ግንቦት 1999 ኣብ ኦዳስ ከባቢ ባድመ በጃ ዝሓለፈ ጅግና ሓውና መኮነን ፍሥሓ ቀለተ። ወትሩ ምስ ኩሎም ስዉዓት ኣብ ልብና ም
Born: Unknown · Died: 24 May 1999
About
ንእስነቱ ዘይበቐቐ ምእንቲ ሓርነትን ፍትሕን ነጻነትን ብዕለት24 ግንቦት 1999 ኣብ ኦዳስ ከባቢ ባድመ በጃ ዝሓለፈ ጅግና ሓውና መኮነን ፍሥሓ ቀለተ። ወትሩ ምስ ኩሎም ስዉዓት ኣብ ልብና ምሳና ኣሎኻ። መኮነን ዝብል ስም ምሳና ኣሎ። ወዲ ሳባ ሓፍትና ስምካ ወሪሱ ከማኻ ክኾነልና ንምነየሉን ንሕግዞን ኣሎና። ስምካ ክቡር ፍቕርኻ ጥዑም መኮነን ሓወይ ንኣይ ፍሉይ ኢኻ። መስዋዕትኻ መሪር እዩ ግን ምሳና ስለ ዘሎኻ ንቕበሎ። ኣብ ዕለታዊ መስዋዕቲ ቅድሴ እዝክረካ። ፍሉይ ፍቕርኻ ንወትሩ ኣብ ልብና ኣሎኻ።
1Roses
2 views
Memories & Discussion
No memories shared yet. Be the first to write about Mekonnen.